RadioGlobal
Account…

Asmara · eritrea · Radio · live

Forum Radio

መድረኽ ብውሑዳት ተመሳሳሊ ተመኵሮ ዘሎዎም ግዱሳት ዜጋታት ብ2013 ዝተጀመረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ እዩ። መድረኽ መጀመርያ እቲ ሓያልን ድኹምን ጎድኒታት ናይ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብፍላይ ድማ እቶም ንምንዋሕ ምልኪ ዝደርኹ ናይ ውሽጥን ግዳምን ረቛሓታት እዩ ገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም ተመርኵሱ ድማ ንኹሉ ተቓዋሚ ዝጠምር ዝተሓተ ፖለቲካዊ ባይታ ኣለልዩ። ኣብ ሃገርና ብሰላም ለውጢ ንምምጻእ ዘቃላጥፍ ቅርጽን ትሕዝቶን ኣዳልዩ ድማ ንስራሕ ተበጊሱ። Más

Official website

Station information

Public data available in the catalog.

Country
eritrea
City
Asmara

Genres and languages

Explore more content from the same context.

Related stations

Ordered by shared city, country, genres, and languages.

View stations in eritrea

Choose a station or episode

Your audio continues while you browse